Home ›
All Android Apps ›
ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት revenue
~196/mo
ML revenue forecast.
Calibrated against 63594 apps in this category.
Confidence band
±15%
High — many comparable apps with verified data
At a glance
Tracks close to the Android app category median (206/mo). Ranks #33,936 of 63,594 in Books & Reference (top 53.4% by revenue).
Launched Jan 12, 2018.
What the app looks like
Live screenshots from the Play Store, captured by our snapshot worker. Tap any image to enlarge.
ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት's revenue trajectory
Forecast revenue from snapshot history. Last 1 months.
Where ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት sits in Books & Reference
Revenue distribution of 63594 comparable apps. ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት highlighted.
ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት vs comparable apps
Revenue trajectory side-by-side. Bold = ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት, ghosted = peers.
App spec
Version
Varies with device
What ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት actually does (from store listing)
ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት
ናይ ወዲ ሰብ ታሪኽ ብሰንኪ ዝተፈላለዩ ምኽንያታት ዝመጹ ወለንታዊን ዘይወለንታውን ምንቅስቃሳት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝሓዘ ኢዩ። ንኣዳምን ሄዋንን ምርኩስ እንተገይርካ፣ ናይ ወዲ ሰብ ስደት ካብ ኤደን ናብ ምድሪ ኢዩ ጀሚሩ። ስነ-ጥንቲ ከም ዝሕብሮ ስደት ብምንቅስቃስ ናይ ሆሞኢረክተስ ካብ ኣፍሪቃ ኢዩ ጀሚሩ። ሰባት ከም ብውልቂ፣ ብስድራ ወይ ድማ ብመልክዕ ዓበይቲ ጉጅለታት ክንቀሳቀሱ ይኽእሉ ኢዮም። ስደት ኣካል ታሪኽ ናይ ዝኾነት ሃገርራብ ዓለም ኢዩ። ደቂሰባት ብሰንኪ ብዙሕ ምኽንያት ይስደዱ ከምኒ ጥሜት፣ ባህርያዊ ሓደጋ፣ ኩናት፣ ድኽነት፣ ኩነታት ኣየር፣ ዳህሳስ፣ ወዘተ ዝኣመሰሉ።
ብሰንኩ ብዙሕ ምኽንያት ናብ ኤውሮጳ መጺእካ ኣሎኻ። ናብዚ ዘሎኻዮ ንኽትበጽሕ ብዙሕ ተሳቂኻን ብብዙሕ ናይ ህይወት ብድሆታት ሓልፍካን ኢኻ። ናብዚ ምእታው …
Read full description →
ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት
ናይ ወዲ ሰብ ታሪኽ ብሰንኪ ዝተፈላለዩ ምኽንያታት ዝመጹ ወለንታዊን ዘይወለንታውን ምንቅስቃሳት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝሓዘ ኢዩ። ንኣዳምን ሄዋንን ምርኩስ እንተገይርካ፣ ናይ ወዲ ሰብ ስደት ካብ ኤደን ናብ ምድሪ ኢዩ ጀሚሩ። ስነ-ጥንቲ ከም ዝሕብሮ ስደት ብምንቅስቃስ ናይ ሆሞኢረክተስ ካብ ኣፍሪቃ ኢዩ ጀሚሩ። ሰባት ከም ብውልቂ፣ ብስድራ ወይ ድማ ብመልክዕ ዓበይቲ ጉጅለታት ክንቀሳቀሱ ይኽእሉ ኢዮም። ስደት ኣካል ታሪኽ ናይ ዝኾነት ሃገርራብ ዓለም ኢዩ። ደቂሰባት ብሰንኪ ብዙሕ ምኽንያት ይስደዱ ከምኒ ጥሜት፣ ባህርያዊ ሓደጋ፣ ኩናት፣ ድኽነት፣ ኩነታት ኣየር፣ ዳህሳስ፣ ወዘተ ዝኣመሰሉ።
ብሰንኩ ብዙሕ ምኽንያት ናብ ኤውሮጳ መጺእካ ኣሎኻ። ናብዚ ዘሎኻዮ ንኽትበጽሕ ብዙሕ ተሳቂኻን ብብዙሕ ናይ ህይወት ብድሆታት ሓልፍካን ኢኻ። ናብዚ ምእታው መጀመርታ ኢዩ። ሕጂ ኣብ ሓድሽ ሃገር ኢኻ ዘሎኻ፣ ዝተፈልየ ባህሊ፣ ቋንቋ፣ ሕብረተሰብ፣ መብዛሕቲኦም ነገራት ከኣ ንዓኻ ሓደሽቲ ኢዮም። ክትመሃርን ናብቲ ኣከባቢ ክትለማመድን ቅሩብ ክትከውን ኣሎካ። ንብሩህ መጻኢ ክትውስንን ክትሰርሕን ኣሎካ።
እዚ ሰነድ እዚ ግብራዊ ዝኾኑ ናይ ህይወት ምኽርን ማዕዳን ንኣብ ኤውሮጳ ዝኣተዉ ስደተኛታት ዝተዳለወ ኢዩ። ዝኾነ ሓድሽ ስደተኛ፣ ሓታት ዑቕባ፣ ወይ እውን ንነዊሕ እዋን ዝተቀመጠ ስደተኛ ተረባሓይ ናይዚ ሰነድ ክኸውን ኢዩ። እቲ ምኽርታትን ማዕዳን ካብ ናይ ህይወት ተመክሮ ናቶም ቅድመኹም ዝኣተው ስደተኛታት ዝተኣከበ ኢዩ። ግዜ፣ ጸዓት ከምኡ እውን ገንዘብ ክትቁጥቡ ዘኽእለኩም ጠቃሚ ሓበሬታ ካብዚ ሰነድ ክትረኽቡ ኢኹም። ገለ መምርሕን ኣንፈታትን ክህበኩም ኢዩ።
Tigrinya Tigrigna Eritrea
እዚ ምኽርታት ካብ ኣብ መላእ ኤውሮጳ ናይ ዝቕመጡ ስደተኛታት ተመክሮ ተወሲዱ ዝተዳለወ ኢዩ፣ እዚ ሰነድ ብምዕራፋት ዝተኸፍለ ኮይኑ ንሶም ድማ ባህላዊ ጉዳያት፣ ከመይ ኢልካ ትወሃሃድ፣ ከመይ ኢልካ ናብቲ ሓድሽ ባህሊ ትወሃሃድ፣ ምምሃር ቋንቋ፣ ግዜ፣ ገንዘብን ፋይናንስን፣ መጠንቀቕታ፣ ሓበሬታ፣ ምድላይ ስራሕ፣ ዝተጻሕፉን ዘይተጻሕፉን ናይ ሕብረተሰብ ስርዓታትን ሕግታት ከምኡ እዋን ካልኦት ኣርእስታትን ዝሓዘ ኢዩ።
Deutsch German Europe
ኣብዚ ዝመጻእኩሞ ሃገር ህይወትኩም ምቹእን ዕላማ ዘሎዎን ንኽኸውን እዚ ኣብዚ ሰነድ ዘሎ ሓበሬታ ክሕግዘኩም ተስፋ ንገብር። ዝኾነ ርእይቶ እንተልይኩም ብኽብረትኩም በቲ ኢመይልና ስደዱልና።
Comparable Android apps
The five apps in Books & Reference with the closest revenue to ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት. Click any to see its detail page.
Own ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት? Replace our estimate with your real revenue via Stripe Connect or ASC. Get a public Verified badge.
Claim & verify →
How we calculated this
Each forecast combines App Store rating, ratings count, monetisation model, pricing tier, IAP signals and ad-supported flag.
The base estimate is then multiplied by a per-category scaling factor learned from apps with founder-verified MRR.
Every number on this page comes from public APIs and bumetric's own snapshot history.
Full methodology covers input variables, accuracy bands per category and how we treat apps without comparable anchors.
See also the live data on ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት's tracker page for current rating, reviews and snapshot timeline.
Building something similar? Get a free AI audit with $-revenue forecasts for every recommendation.
Audit my app →